ኢሳይያስ 43:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 የሆዋ እቲ ተበጃዊኹም፡+ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+ “ምእንታኹም ናብ ባቢሎን ክልእኽ፡ ንዅሉ ተገዳም ኣፍ ደገታት ከውርድ እየ፣+ከለዳውያን ድማ ኣብ መራኽቦም ብጭንቂ ኸእውዩ እዮም።+
14 የሆዋ እቲ ተበጃዊኹም፡+ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+ “ምእንታኹም ናብ ባቢሎን ክልእኽ፡ ንዅሉ ተገዳም ኣፍ ደገታት ከውርድ እየ፣+ከለዳውያን ድማ ኣብ መራኽቦም ብጭንቂ ኸእውዩ እዮም።+