ህዝቅኤል 34:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ሓደ ጓሳ፡ ጊልያይ ዳዊት፡+ ከተንስኣለን እየ፣+ ንሱ እውን ኬብልዐን እዩ። ንሱ ባዕሉ ኼብልዐን፡ ጓሳአን ከኣ ኪኸውን እዩ።+