ኢሳይያስ 54:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኵሉ እቲ ኣንጻርኪ እተሰርሐ ኣጽዋር ኣይኪጠቅምን እዩ፣+ንዅሉ እቲ ንፍርዲ ዚትንስኣኪ ልሳን ድማ ክትኵንንዮ ኢኺ። እዚ፡ ርስቲ ገላዉ የሆዋ እዩ፣ጽድቆም እውን ካባይ እዩ” ይብል የሆዋ።+
17 ኵሉ እቲ ኣንጻርኪ እተሰርሐ ኣጽዋር ኣይኪጠቅምን እዩ፣+ንዅሉ እቲ ንፍርዲ ዚትንስኣኪ ልሳን ድማ ክትኵንንዮ ኢኺ። እዚ፡ ርስቲ ገላዉ የሆዋ እዩ፣ጽድቆም እውን ካባይ እዩ” ይብል የሆዋ።+