1 ሳሙኤል 2:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 የሆዋ ነቶም ዚብኣስዎ ይሰባብሮም፣*+ካብ ሰማያት ከኣ ኣንጻሮም የንጐድጕድ።+ የሆዋ ኽሳብ ወሰናት ምድሪ ይዳኒ፣+ንንጉሱ ድማ ሓይሊ ይህቦ፣+ቀርኒ* ቕቡኡ ኸኣ ልዕል የብል።”+ ኢሳይያስ 2:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኪፈርድ፡ንብዙሓት ህዝብታት ድማ ነገር ኬቕንዓሎም እዩ። ኣስያፎም ቀጥቂጦም ማሕረሻታት፡ኲናውቶም ከኣ ገዘሞታት ኪገብሩ እዮም።+ ህዝቢ ኣብ ህዝቢ ሰይፊ ኣይኬልዕልን እዩ፣ደጊም እውን ውግእ ኣይኪምሃሩን እዮም።+
10 የሆዋ ነቶም ዚብኣስዎ ይሰባብሮም፣*+ካብ ሰማያት ከኣ ኣንጻሮም የንጐድጕድ።+ የሆዋ ኽሳብ ወሰናት ምድሪ ይዳኒ፣+ንንጉሱ ድማ ሓይሊ ይህቦ፣+ቀርኒ* ቕቡኡ ኸኣ ልዕል የብል።”+
4 ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኪፈርድ፡ንብዙሓት ህዝብታት ድማ ነገር ኬቕንዓሎም እዩ። ኣስያፎም ቀጥቂጦም ማሕረሻታት፡ኲናውቶም ከኣ ገዘሞታት ኪገብሩ እዮም።+ ህዝቢ ኣብ ህዝቢ ሰይፊ ኣይኬልዕልን እዩ፣ደጊም እውን ውግእ ኣይኪምሃሩን እዮም።+