ኤርምያስ 31:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 “ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ” ይብል የሆዋ። “ሕገይ ኣብ ውሽጦም ከንብር፡+ ኣብ ልቦም ከኣ ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።”+
33 “ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ” ይብል የሆዋ። “ሕገይ ኣብ ውሽጦም ከንብር፡+ ኣብ ልቦም ከኣ ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።”+