መዝሙር 87:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንረሃብን+ ንባቢሎንን ካብተን ዚፈልጣኒ* ክቘጽረን እየ፣ፍልስጥኤምን ጢሮስን ምስ ኩሽ እነዋ። “እዚኣ ኣብኣ እተወልደት እያ” ኺብሃል እዩ። መዝሙር 89:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንረሃብ+ ከም ቅቱል ጌርካ ሓምሺሽካዮ።+ ብሓያል ቅልጽምካ ንጸላእትኻ ፋሕ ኣቢልካዮም።+ ኢሳይያስ 30:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ረድኤት ግብጽስ ከቶ ዘይጠቅም እዩ።+ ስለዚ፡ ነዚኣ፡ “ስቕ ኢላ እትቕመጥ ረሃብ”+ ኢለ ጸዊዐያ ኣለኹ።