-
ዳንኤል 3:16, 17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ሲድራቅን ሚሳቅን ዓብድ-ኔጎን ከኣ ንንጉስ ከምዚ ኢሎም መለሱሉ፦ “ኦ ነቡካድነጻር፡ በዚ ነገር እዚ ምላሽ ክንህበካ ኣየድልየናን እዩ። 17 ኦ ንጉስ፡ ከምኡ እንተ ዀይኑ፡ እቲ እነገልግሎ ኣምላኽና ኻብቲ ዚነድድ እቶን ሓዊ ኼናግፈና፡ ካብ ኢድካ እውን ኬናግፈና ይኽእል እዩ።+
-