ኢሳይያስ 60:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ደቂ ጨቈንትኺ መጺኦም ኣብ ቅድሜኺ ኺሰግዱ፡ኵሎም እቶም ዚንዕቁኺ ኸኣ ኣብ ኣእጋርኪ ኺሰግዱ እዮም። ከተማ የሆዋ፡ ጽዮን እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስኢሎም ኪጽውዑኺ እዮም።+ ኤርምያስ 31:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 “ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ” ይብል የሆዋ። “ሕገይ ኣብ ውሽጦም ከንብር፡+ ኣብ ልቦም ከኣ ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።”+ ዘካርያስ 8:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ከምጽኦም ከኣ እየ፣ ኣብ የሩሳሌም እውን ኪነብሩ እዮም።+ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፣ ኣነ እውን ብሓቅን* ብጽድቅን ኣምላኾም ክኸውን እየ።’”+
14 ደቂ ጨቈንትኺ መጺኦም ኣብ ቅድሜኺ ኺሰግዱ፡ኵሎም እቶም ዚንዕቁኺ ኸኣ ኣብ ኣእጋርኪ ኺሰግዱ እዮም። ከተማ የሆዋ፡ ጽዮን እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስኢሎም ኪጽውዑኺ እዮም።+
33 “ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ” ይብል የሆዋ። “ሕገይ ኣብ ውሽጦም ከንብር፡+ ኣብ ልቦም ከኣ ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።”+