-
መዝሙር 93:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
93 የሆዋ ነጊሱ!+
ግርማ ለቢሱ፣
የሆዋ ብርታዐ ለቢሱ፣
ከም ዕጣቕ ተዓጢቕዎ።
-
-
ሚክያስ 4:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
የሆዋ ድማ ኣብ ከረን ጽዮን
ካብ ሕጂ ንዘለኣለም ኪነግስ እዩ።
-