ኢሳይያስ 61:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ናይ ጥንቲ ዑናታት ዳግም ኪሃንጹ፡ቀደም ዝባደመ ቦታታት ኬተንስኡ፡+እተን ካብ ውሉድ ወለዶ ዝባደማ+ፍሩሳት ከተማታት ኪሕድሱ እዮም።+