ኢሳይያስ 58:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሽዑ፡ ብርሃንካ ኸም ወጋሕታ ኺበርህ፡+ምሕዋይካ እውን ቀልጢፉ ኺበቍል እዩ። ጽድቅኻ ቐቅድሜኻ ኪኸይድ፡ክብሪ የሆዋ ድማ ደጀንካ ኪኸውን እዩ።+