ኢሳይያስ 40:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣፍ የሆዋ ተዛሪብዎ እዩ እሞ፡ክብሪ የሆዋ ኺግለጽ፡+ኵሉ ስጋ* ድማ ብሓባር ኪርእዮ እዩ።”+ ዮሃንስ 12:37, 38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ኣብ ቅድሚኦም ክንድዚ ዚኣክል ትእምርትታት ገይሩ ኽነሱ፡ ብእኡ ኣይኣምኑን ነበሩ፣ 38 እዚ ዝዀነ ኸኣ እቲ ነብዪ ኢሳይያስ፡ “የሆዋ፡* በቲ ኻባና እተሰምዐ* መን ኣሚኑ፧+ ቅልጽም የሆዋኸ* ንመን ተገሊጹ፧”+ ዝበሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ።
37 ኣብ ቅድሚኦም ክንድዚ ዚኣክል ትእምርትታት ገይሩ ኽነሱ፡ ብእኡ ኣይኣምኑን ነበሩ፣ 38 እዚ ዝዀነ ኸኣ እቲ ነብዪ ኢሳይያስ፡ “የሆዋ፡* በቲ ኻባና እተሰምዐ* መን ኣሚኑ፧+ ቅልጽም የሆዋኸ* ንመን ተገሊጹ፧”+ ዝበሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ።