ዮሃንስ 1:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ንጽብሒቱ፡ ንየሱስ፡ ናብኡ ኺመጽእ ከሎ ረኣዮ እሞ፡ “እንሆ፡ ሓጢኣት ዓለም+ ዜርሕቕ+ ገንሸል*+ ኣምላኽ! 1 ቈረንቶስ 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ክርስቶስ እቲ ገንሸል* ፋስጋና+ ተሰዊኡ እዩ እሞ፡+ ከምቲ ሕጂ ዘለኹምዎ፡ ዘይበዅዐ ሓድሽ ብሑቝ ምእንቲ ኽትኰኑ፡ ነቲ ኣረጊት ማይ ብሑቝ ኣወግድዎ።