ኢሳይያስ 49:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ብግዜ ሞገስ* መሊሰልካ፡+ብመዓልቲ ድሕነት ከኣ ረዲአካ እየ።+ ንሰባት ኪዳን ገይረ ኽህበካ፡ንምድሪ ኽትሕድሳ፡ነቲ ዝባደመ ርስቶም ከተረስትዮም ሓልየካ እየ፣+ ህዝቅኤል 36:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 “እታ ዝባደመት ምድሪ ኸም ገነት* ኤደን ኰይና ኣላ፣+ እተን ዓንየንን ባዲመንን ፈሪሰንን ዝነበራ ኸተማታት ከኣ ሕጂ እተዓርዳን ሰብ ዚነብረንን ኰይነን ኣለዋ”+ ድማ ኪብሉ እዮም።
8 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ብግዜ ሞገስ* መሊሰልካ፡+ብመዓልቲ ድሕነት ከኣ ረዲአካ እየ።+ ንሰባት ኪዳን ገይረ ኽህበካ፡ንምድሪ ኽትሕድሳ፡ነቲ ዝባደመ ርስቶም ከተረስትዮም ሓልየካ እየ፣+ ህዝቅኤል 36:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 “እታ ዝባደመት ምድሪ ኸም ገነት* ኤደን ኰይና ኣላ፣+ እተን ዓንየንን ባዲመንን ፈሪሰንን ዝነበራ ኸተማታት ከኣ ሕጂ እተዓርዳን ሰብ ዚነብረንን ኰይነን ኣለዋ”+ ድማ ኪብሉ እዮም።
35 “እታ ዝባደመት ምድሪ ኸም ገነት* ኤደን ኰይና ኣላ፣+ እተን ዓንየንን ባዲመንን ፈሪሰንን ዝነበራ ኸተማታት ከኣ ሕጂ እተዓርዳን ሰብ ዚነብረንን ኰይነን ኣለዋ”+ ድማ ኪብሉ እዮም።