ኢሳይያስ 61:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣብ ክንዲ ሕፍረትሲ፡ ዕጽፊ ግደ ኺህልወኩም እዩ፣ኣብ ክንዲ ውርደት ከኣ፡ ብብጽሒቶም እልል ኪብሉ እዮም። እወ፡ ኣብ ምድሮም ዕጽፊ ግደ ኺርስተዩ እዮም።+ ዘለኣለማዊ ሓጐስ ድማ ኪረኽቡ እዮም።+
7 ኣብ ክንዲ ሕፍረትሲ፡ ዕጽፊ ግደ ኺህልወኩም እዩ፣ኣብ ክንዲ ውርደት ከኣ፡ ብብጽሒቶም እልል ኪብሉ እዮም። እወ፡ ኣብ ምድሮም ዕጽፊ ግደ ኺርስተዩ እዮም።+ ዘለኣለማዊ ሓጐስ ድማ ኪረኽቡ እዮም።+