ኢሳይያስ 47:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንህዝበይ ተቘጢዐዮ።+ ንርስተይ ፈንፊነዮ፣+ኣብ ኢድኪ ኸኣ ኣሕሊፈ ሂበዮ።+ ንስኺ ግና ኣይምሓርክዮምን።+ ኣብ ኣረገውቲ እኳ ኸቢድ ኣርዑት ኣንቢርኪ።+ ህዝቅኤል 39:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ቤት እስራኤል ስለ ዝጠለሙኒ ብሰሪ ስሕተቶም ናብ ምርኮ ኸም ዝኸዱ ኸኣ፡ ኣህዛብ ኪፈልጡ እዮም።+ ስለዚ፡ ገጸይ ሓቢአሎም፡+ ንጸላእቶም ከኣ ኣሕሊፈ ሂበዮም፡+ ኵላቶም እውን ብሰይፊ ወዲቖም።
23 ቤት እስራኤል ስለ ዝጠለሙኒ ብሰሪ ስሕተቶም ናብ ምርኮ ኸም ዝኸዱ ኸኣ፡ ኣህዛብ ኪፈልጡ እዮም።+ ስለዚ፡ ገጸይ ሓቢአሎም፡+ ንጸላእቶም ከኣ ኣሕሊፈ ሂበዮም፡+ ኵላቶም እውን ብሰይፊ ወዲቖም።