ያእቆብ 4:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንኣምላኽ ቅረብዎ፡ ንሱ እውን ኪቐርበኩም እዩ።+ ኣቱም ሓጥኣን፡ ኣእዳውኩም ኣጽርዩ፣+ ኣቱም ተወላወልቲ እውን፡ ልብኹም ኣንጽሁ።+