ኢሳይያስ 12:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብርግጽ ከምዚ ኽትብል ኢኻ፦ “ኦ የሆዋ፡ ተቘጢዕካኒ እኳ እንተ ነበርካ፡ቍጥዓኻ በብቝሩብ ዝሒሉ፡ንስኻ እውን ኣጸናኒዕካኒ ኢኻ እሞ፡ አመስግነካ።+ ኢሳይያስ 61:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ* የሆዋንመዓልቲ ሕነ ኣምላኽናን ክእውጅ፡+ንዅሎም ሕዙናት ከጸናንዕ፡+ ድጕዓ 1:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ናብ በዓል ዚመጽእ የልቦን እሞ፡ መገድታት ጽዮን ይሓዝን ኣሎ።+ ኵሉ ኣፍ ደገታታ ባዲሙ ኣሎ፣+ ካህናታ እህህ ይብሉ ኣለዉ። ደናግላ* ጕህየን ኣለዋ፣ ንሳ እውን ኣብ መሪር ሓዘን ኣላ።
12 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብርግጽ ከምዚ ኽትብል ኢኻ፦ “ኦ የሆዋ፡ ተቘጢዕካኒ እኳ እንተ ነበርካ፡ቍጥዓኻ በብቝሩብ ዝሒሉ፡ንስኻ እውን ኣጸናኒዕካኒ ኢኻ እሞ፡ አመስግነካ።+
2 ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ* የሆዋንመዓልቲ ሕነ ኣምላኽናን ክእውጅ፡+ንዅሎም ሕዙናት ከጸናንዕ፡+ ድጕዓ 1:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ናብ በዓል ዚመጽእ የልቦን እሞ፡ መገድታት ጽዮን ይሓዝን ኣሎ።+ ኵሉ ኣፍ ደገታታ ባዲሙ ኣሎ፣+ ካህናታ እህህ ይብሉ ኣለዉ። ደናግላ* ጕህየን ኣለዋ፣ ንሳ እውን ኣብ መሪር ሓዘን ኣላ።
4 ናብ በዓል ዚመጽእ የልቦን እሞ፡ መገድታት ጽዮን ይሓዝን ኣሎ።+ ኵሉ ኣፍ ደገታታ ባዲሙ ኣሎ፣+ ካህናታ እህህ ይብሉ ኣለዉ። ደናግላ* ጕህየን ኣለዋ፣ ንሳ እውን ኣብ መሪር ሓዘን ኣላ።