ሮሜ 3:15-17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “ኣእጋሮም ንምፍሳስ ደም ቅልጡፋት እየን።”+ 16 “ጥፍኣትን ጸበባን ኣብ መገድታቶም ኣሎ፣ 17 ንመገዲ ሰላም ከኣ ኣይፈለጥዋን።”+