-
ኢሳይያስ 23:17, 18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ኣብ መወዳእታ 70 ዓመት፡ የሆዋ ንጢሮስ ቈላሕታ ኺገብረላ፡ ንሳ እውን ናብ ዓስባ ኽትምለስ፡ ኣብ ገጽ ምድሪ ምስ ዘለዋ ዅለን መንግስትታት ዓለም ድማ ክትምንዝር እያ። 18 መኽሰባን ዓስባን ግና ንየሆዋ እተቐደሰ ኪኸውን እዩ። ዓስባ ነቶም ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዚቕመጡ ስለ ዚኸውን፡ ንሳቶም ክሳዕ ዚጸግቡ ምእንቲ ኺበልዑን ብሉጽ ክዳውንቲ ምእንቲ ኪኽደኑንሲ፡+ ኣይኪኽዘንን ወይ ኣይኪንበርን እዩ።
-