ኢሳይያስ 1:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ንፈራዶኺ መሊሰ ኸም ናይ ቀደም፡ንኣማኸርትኺ ድማ ከም ናይ መጀመርታ ኽገብሮም እየ።+ ድሕርዚ፡ ከተማ ጽድቂ፡ እምንቲ ኸተማ ኽትብሃሊ ኢኺ።+