ኢሳይያስ 49:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ጽዮን ግና፡“የሆዋ ሓዲጉኒ፡+ የሆዋ ረሲዑኒ”+ ትብል ኣላ። ኢሳይያስ 54:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋስ ሕድግትን ጕህይትን* ሰበይቲ ኸም ዝዀነት፡+ብንእስነታ ተመርዕያስ ደሓር ከም እተገድፈት ሰበይቲ ገይሩ ጸዊዑኪ” ይብል ኣምላኽኪ።