ዘዳግም 14:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ንየሆዋ ኣምላኽካ ምፍራህ ወትሩ ምእንቲ ኽትምሃርሲ፡+ ዕሽር እኽልኻን ጕዕሽ ወይንኻን ዘይትኻን በዅሪ ኸብትኻን ጤለ በጊዕካን፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽካ ኣብታ ስሙ ኼንብረላ ዚሓርያ ቦታ ብላዕ።+ ኢሳይያስ 65:21, 22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ኣባይቲ ኺሃንጹን ኪነብሩለንን እዮም፣+ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉን ፍሪኡ ኺበልዑን እዮም።+ 22 ካልኦት ኪነብሩሉ ኢሎም ኣባይቲ ኣይኪሃንጹን፡ካልኦት ኪበልዕዎ ኢሎም ከኣ ኣይኪተኽሉን እዮም። ዕድመ ህዝበይሲ ኸም ዕድመ ኦም ኪኸውን እዩ፣+ሕሩያተይ ድማ ንግብሪ ኣእዳዎም ምሉእ ብምሉእ ኪሕጐሱሉ እዮም።
23 ንየሆዋ ኣምላኽካ ምፍራህ ወትሩ ምእንቲ ኽትምሃርሲ፡+ ዕሽር እኽልኻን ጕዕሽ ወይንኻን ዘይትኻን በዅሪ ኸብትኻን ጤለ በጊዕካን፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽካ ኣብታ ስሙ ኼንብረላ ዚሓርያ ቦታ ብላዕ።+
21 ኣባይቲ ኺሃንጹን ኪነብሩለንን እዮም፣+ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉን ፍሪኡ ኺበልዑን እዮም።+ 22 ካልኦት ኪነብሩሉ ኢሎም ኣባይቲ ኣይኪሃንጹን፡ካልኦት ኪበልዕዎ ኢሎም ከኣ ኣይኪተኽሉን እዮም። ዕድመ ህዝበይሲ ኸም ዕድመ ኦም ኪኸውን እዩ፣+ሕሩያተይ ድማ ንግብሪ ኣእዳዎም ምሉእ ብምሉእ ኪሕጐሱሉ እዮም።