ዘዳግም 9:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣብ በረኻ ኸመይ ከም ዘቘጣዕካዮ ዘክር፡+ ከቶ እውን ኣይትረስዕ። ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዝወጻእካላ መዓልቲ ኣትሒዛካ፡ ናብዛ ቦታ እዚኣ ኽሳዕ እትመጹ፡ ካብ የሆዋ ዓሎኹም።+
7 “ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣብ በረኻ ኸመይ ከም ዘቘጣዕካዮ ዘክር፡+ ከቶ እውን ኣይትረስዕ። ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዝወጻእካላ መዓልቲ ኣትሒዛካ፡ ናብዛ ቦታ እዚኣ ኽሳዕ እትመጹ፡ ካብ የሆዋ ዓሎኹም።+