ግብሪ ሃዋርያት 7:51 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 51 “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም።+ ኤፌሶን 4:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ነቲ ንእትብጀዉላ+ መዓልቲ እተሓተምኩምሉ+ ናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ኣይተጕህይዎ።+
51 “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም።+