ዘዳግም 31:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ሽዑ፡ ቍጥዓይ ኣባታቶም ኪነድድ እዩ፣+ ኣነ ድማ ክሳዕ ዚብልዑ፡ ክሓድጎምን+ ገጸይ ክሓብኣሎምን እየ።+ ብዙሕ መዓትን ጭንቅን ምስ ወረዶም፡+ ‘እዚ መዓት እዚ ዚወርደና ዘሎስ፡ ኣምላኽና ኣብ ማእከልና ስለ ዘየሎ ደይኰነን፧’ ኪብሉ እዮም።+ ኢሳይያስ 57:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ዘይግባእ ረብሓ ንምድላይ ብዝገበሮ ሓጢኣት ተቘጢዐ ነይረ፣+ስለዚ፡ ወቒዐዮ፡ ገጸይ ሓቢአ፡ ተቘጢዐ ድማ። ንሱ ግና መገዲ ልቡ እናሰዓበ ኸዳዕ ኰይኑ ተመላሊሱ።+
17 ሽዑ፡ ቍጥዓይ ኣባታቶም ኪነድድ እዩ፣+ ኣነ ድማ ክሳዕ ዚብልዑ፡ ክሓድጎምን+ ገጸይ ክሓብኣሎምን እየ።+ ብዙሕ መዓትን ጭንቅን ምስ ወረዶም፡+ ‘እዚ መዓት እዚ ዚወርደና ዘሎስ፡ ኣምላኽና ኣብ ማእከልና ስለ ዘየሎ ደይኰነን፧’ ኪብሉ እዮም።+
17 ዘይግባእ ረብሓ ንምድላይ ብዝገበሮ ሓጢኣት ተቘጢዐ ነይረ፣+ስለዚ፡ ወቒዐዮ፡ ገጸይ ሓቢአ፡ ተቘጢዐ ድማ። ንሱ ግና መገዲ ልቡ እናሰዓበ ኸዳዕ ኰይኑ ተመላሊሱ።+