ኢሳይያስ 29:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ክንደይ ኰን ኢኹም ነገራት እተቕንኑ!* ሰራሕ ካይላዶ ኸም ካይላ ጌርካ ኺርአ ይግባእ እዩ፧+ እተገብረዶ ንገባሪኡ፡“ኣይገበረንን” ኪብሎ ይግባእ እዩ፧+ እተደኰነዶኸ ብዛዕባ ደኳኒኡ፡“ኣይርድኦን እዩ” ኺብል ይግባእ እዩ፧+ ኢሳይያስ 45:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እቲ ምስ ገባሪኡ* ዚብኣስ፡* ወይለኡ፣ንሱስ ገልዒ፡ኣብ መንጎ ኣጋልዕ ምድሪ እዩ! ካይላዶ ንሰራሕ ካይላ፡* “እንታይ ኢኻ እትገብር ዘለኻ፧” ኪብሎ ይግባእ እዩ።+ ዕዮኻዶኸ፡ “ኣእዳው የብሉን” ኪብል ይግባእ እዩ፧* ኤርምያስ 18:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “‘ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ኣነስ ከምቲ እዚ ሰራሕ ካይላ እዚ ዝገበሮ ኽገብረኩምዶ ኣይክእልን እየ፧’ ይብል የሆዋ። ‘ኣቱም ቤት እስራኤል፡ እንሆ፡ ከምቲ መሬት ኣብ ኢድ ሰራሕ ካይላ ዘሎ፡ ከምኡ ንስኻትኩም ኣብ ኢደይ ኢኹም።+
16 ክንደይ ኰን ኢኹም ነገራት እተቕንኑ!* ሰራሕ ካይላዶ ኸም ካይላ ጌርካ ኺርአ ይግባእ እዩ፧+ እተገብረዶ ንገባሪኡ፡“ኣይገበረንን” ኪብሎ ይግባእ እዩ፧+ እተደኰነዶኸ ብዛዕባ ደኳኒኡ፡“ኣይርድኦን እዩ” ኺብል ይግባእ እዩ፧+
9 እቲ ምስ ገባሪኡ* ዚብኣስ፡* ወይለኡ፣ንሱስ ገልዒ፡ኣብ መንጎ ኣጋልዕ ምድሪ እዩ! ካይላዶ ንሰራሕ ካይላ፡* “እንታይ ኢኻ እትገብር ዘለኻ፧” ኪብሎ ይግባእ እዩ።+ ዕዮኻዶኸ፡ “ኣእዳው የብሉን” ኪብል ይግባእ እዩ፧*
6 “‘ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ኣነስ ከምቲ እዚ ሰራሕ ካይላ እዚ ዝገበሮ ኽገብረኩምዶ ኣይክእልን እየ፧’ ይብል የሆዋ። ‘ኣቱም ቤት እስራኤል፡ እንሆ፡ ከምቲ መሬት ኣብ ኢድ ሰራሕ ካይላ ዘሎ፡ ከምኡ ንስኻትኩም ኣብ ኢደይ ኢኹም።+