ኢሳይያስ 1:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 በቲ እተመነኹምዎ ገዘፍቲ ኣእዋምሲ ኺሓፍሩ እዮም፣+በቲ ዝመረጽኩምዎ ስፍራ ኣታኽልቲ* እውን ክትዋረዱ ኢኹም።+ ኢሳይያስ 66:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “እቶም ነቲ ኣብ ማእከል ዘሎ ስዒቦም ናብ ስፍራ ኣታኽልቲ* ኺኣትዉ ዚቕደሱን ዚጸርዩን፡+ እቶም ስጋ ሓሰማን+ ፍንፉን ነገርን ኣንጭዋን+ ዚበልዑ፡ ኵላቶም ብሓደ ኺውድኡ እዮም” ይብል የሆዋ።
17 “እቶም ነቲ ኣብ ማእከል ዘሎ ስዒቦም ናብ ስፍራ ኣታኽልቲ* ኺኣትዉ ዚቕደሱን ዚጸርዩን፡+ እቶም ስጋ ሓሰማን+ ፍንፉን ነገርን ኣንጭዋን+ ዚበልዑ፡ ኵላቶም ብሓደ ኺውድኡ እዮም” ይብል የሆዋ።