ዘሌዋውያን 11:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሓሰማ+ ድማ ሸዀናኣ እተሰንጠቐን ሸዀናኣ እተመቕለን እያ፡ መጕስዕ ግና ኣይትመልስን እያ። ንሳ ንዓኻትኩም ርኽስቲ እያ። 8 ካብ ስጋአን ኣይትብልዑ፡ ገምበን እውን ኣይትተንክዩ። ንሳተን ንዓኻትኩም ርኹሳት እየን።+ ኢሳይያስ 66:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “እቶም ነቲ ኣብ ማእከል ዘሎ ስዒቦም ናብ ስፍራ ኣታኽልቲ* ኺኣትዉ ዚቕደሱን ዚጸርዩን፡+ እቶም ስጋ ሓሰማን+ ፍንፉን ነገርን ኣንጭዋን+ ዚበልዑ፡ ኵላቶም ብሓደ ኺውድኡ እዮም” ይብል የሆዋ።
7 ሓሰማ+ ድማ ሸዀናኣ እተሰንጠቐን ሸዀናኣ እተመቕለን እያ፡ መጕስዕ ግና ኣይትመልስን እያ። ንሳ ንዓኻትኩም ርኽስቲ እያ። 8 ካብ ስጋአን ኣይትብልዑ፡ ገምበን እውን ኣይትተንክዩ። ንሳተን ንዓኻትኩም ርኹሳት እየን።+
17 “እቶም ነቲ ኣብ ማእከል ዘሎ ስዒቦም ናብ ስፍራ ኣታኽልቲ* ኺኣትዉ ዚቕደሱን ዚጸርዩን፡+ እቶም ስጋ ሓሰማን+ ፍንፉን ነገርን ኣንጭዋን+ ዚበልዑ፡ ኵላቶም ብሓደ ኺውድኡ እዮም” ይብል የሆዋ።