ኢሳይያስ 66:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ ብዕራይ ዚሓርድ፡ ከምቲ ንሰብ ዚቐትል እዩ።+ እቲ በጊዕ ዚስውእ፡ ከምቲ ኽሳድ ከልቢ ዚሰብር እዩ።+ እቲ መባእ ዜቕርብ፡ ከምቲ ደም ሓሰማ ዜቕርብ እዩ።+ እቲ ንመዘከርታ ጻዕዳ ዕጣን ዜቕርብ፡+ ከምቲ ብስሒራዊ ቓላት ዚባርኽ* እዩ።+ መገድታት ርእሶም ሓርዮም፣ብጽያፍ ከኣ ደስ ይብሎም።*
3 እቲ ብዕራይ ዚሓርድ፡ ከምቲ ንሰብ ዚቐትል እዩ።+ እቲ በጊዕ ዚስውእ፡ ከምቲ ኽሳድ ከልቢ ዚሰብር እዩ።+ እቲ መባእ ዜቕርብ፡ ከምቲ ደም ሓሰማ ዜቕርብ እዩ።+ እቲ ንመዘከርታ ጻዕዳ ዕጣን ዜቕርብ፡+ ከምቲ ብስሒራዊ ቓላት ዚባርኽ* እዩ።+ መገድታት ርእሶም ሓርዮም፣ብጽያፍ ከኣ ደስ ይብሎም።*