ኢሳይያስ 62:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ኣህዛብ ጽድቅኺ፡+ኵሎም ነገስታት ከኣ ክብርኺ ኺርእዩ እዮም።+ ኣፍ የሆዋ ብዘውጽኦሓድሽ ስም ድማ ክትጽውዒ ኢኺ።+ ኤርምያስ 33:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ይሁዳ ኺድሕን እዩ፡+ የሩሳሌም ከኣ ብደሓን ክትነብር እያ።+ ከምዚ ተባሂላ ድማ ክትጽዋዕ እያ፦ የሆዋ ጽድቅና እዩ።’”+