2 ዜና መዋእል 28:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንየሆዋ ኣምላኽ ኣቦታቶም ስለ ዝሓደግዎ ኸኣ፡ ጴቃሕ+ ወዲ ረማልያ ኣብ ይሁዳ ብሓንቲ መዓልቲ 120,000 ቀተለ፣ ኵላቶም ተባዓት ሰባት ነበሩ።+