እያሱ 7:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እያሱ ኸኣ ካብ ያሪኮ ናብታ ብምብራቕ ቤት-ኤል+ ኣብ ጥቓ ቤት-ኣዌን ዘላ ዓይ፡+ “ደዪብኩም ነታ ምድሪ ሰልይዋ” ኢሉ ሰባት ሰደደ። እቶም ሰባት ድማ ደዪቦም ንዓይ ሰለይዋ።
2 እያሱ ኸኣ ካብ ያሪኮ ናብታ ብምብራቕ ቤት-ኤል+ ኣብ ጥቓ ቤት-ኣዌን ዘላ ዓይ፡+ “ደዪብኩም ነታ ምድሪ ሰልይዋ” ኢሉ ሰባት ሰደደ። እቶም ሰባት ድማ ደዪቦም ንዓይ ሰለይዋ።