መዝሙር 132:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 የሆዋ ንዳዊት ምሒሉሉ እዩ፣ብርግጽ ድማ ቃሉ ኣይኪዓጽፍን እዩ። እወ፡ “ሓደ ኻብ ዘርእኻ፡*ኣብ ዝፋንካ ኸንብር እየ።+ ኢሳይያስ 53:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብ ቅድሚኡ* ኸም ውልዶ፡+ ከምቲ ኻብ ምድሪ ኣጻምእ ዚወጽእ ሱር ኪበቍል እዩ። ምዕሩግ መልክዕ ኰነ ግርማ የብሉን።+ ምስ ረኣናዮ ኸኣ፡ ትርኢቱ ናብኡ ኣይሰሓበናን።* ራእይ 5:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሓደ ኻብቶም ሽማግለታት ግና፡ “ደጊም ኣይትብከ። እንሆ፡ እቲ ኻብ ነገድ ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ፡+ እቲ ሱር+ ዳዊት፡+ ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ኪቐልዓን ነቲ ማሕተማታ ኺፈትሖን ስዒሩ ኣሎ”+ በለኒ። ራእይ 22:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “‘ኣነ የሱስ፡ ምእንቲ እተን ጉባኤታት ነዚ ነገር እዚ ኺምስክረልኩም ኢለ፡ ንመልኣኸይ ሰዲደዮ እየ። ኣነ ሱርን ዘርእን ዳዊት፡+ እቲ ብሩህ ኰዀብ ጽባሕ እየ።’”+
2 ኣብ ቅድሚኡ* ኸም ውልዶ፡+ ከምቲ ኻብ ምድሪ ኣጻምእ ዚወጽእ ሱር ኪበቍል እዩ። ምዕሩግ መልክዕ ኰነ ግርማ የብሉን።+ ምስ ረኣናዮ ኸኣ፡ ትርኢቱ ናብኡ ኣይሰሓበናን።*
5 ሓደ ኻብቶም ሽማግለታት ግና፡ “ደጊም ኣይትብከ። እንሆ፡ እቲ ኻብ ነገድ ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ፡+ እቲ ሱር+ ዳዊት፡+ ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ኪቐልዓን ነቲ ማሕተማታ ኺፈትሖን ስዒሩ ኣሎ”+ በለኒ።
16 “‘ኣነ የሱስ፡ ምእንቲ እተን ጉባኤታት ነዚ ነገር እዚ ኺምስክረልኩም ኢለ፡ ንመልኣኸይ ሰዲደዮ እየ። ኣነ ሱርን ዘርእን ዳዊት፡+ እቲ ብሩህ ኰዀብ ጽባሕ እየ።’”+