እብራውያን 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ክርስቶስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡* ብብርቱዕ ኣውያትን ንብዓትን ናብቲ ኻብ ሞት ኬድሕኖ ዚኽእል፡ ምህለላን ልማኖን ኣቕሪቡ እዩ፣+ ንኣምላኽ ብምፍራሁ ኸኣ ተሰሚዑ እዩ።
7 ክርስቶስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡* ብብርቱዕ ኣውያትን ንብዓትን ናብቲ ኻብ ሞት ኬድሕኖ ዚኽእል፡ ምህለላን ልማኖን ኣቕሪቡ እዩ፣+ ንኣምላኽ ብምፍራሁ ኸኣ ተሰሚዑ እዩ።