ኤርምያስ 50:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እንሆ፡ ኣነስ ካብ ምድሪ ሰሜን ኣኼባ ዓበይቲ ኣህዛብ፡+ኣንጻር ባቢሎን አተንስእን አምጽእን ኣለኹ። ተሰሊፎም ኪመጽዋ እዮም፣ካብኡ ኽትተሓዝ እያ። ፍላጻታቶም ከም ናይ ጀጋኑ እዩ፣ውሉዳት ዜስእን እዩ።+ ብዘይ ፍረ ኣይኪምለስን እዩ። ኤርምያስ 51:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኣንጻራ ኣህዛብን ነገስታት ሜዶንን፡+ሹማምንታን መኳንንታን፡ኵለን እተን ዚገዝእወን ሃገራትን ሽሙ።*
9 እንሆ፡ ኣነስ ካብ ምድሪ ሰሜን ኣኼባ ዓበይቲ ኣህዛብ፡+ኣንጻር ባቢሎን አተንስእን አምጽእን ኣለኹ። ተሰሊፎም ኪመጽዋ እዮም፣ካብኡ ኽትተሓዝ እያ። ፍላጻታቶም ከም ናይ ጀጋኑ እዩ፣ውሉዳት ዜስእን እዩ።+ ብዘይ ፍረ ኣይኪምለስን እዩ።