ኤርምያስ 50:43 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 43 ንጉስ ባቢሎን ብዛዕባኦም ወረ ሰሚዑስ፡+ኣእዳዉ ተሓሊለን ኣለዋ።+ ጭንቂ ሒዝዎ፡ከም እትወልድ ሰበይቲ ጻዕሪ ሒዝዎ ኣሎ።