መዝሙር 137:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣቲ ኣብ ቀረባ ግዜ እትዓንዊ ጓል ባቢሎን፡+ከምቲ ዝገበርክና ግብሪ ዚፈድየክስ፡+ሕጉስ ኪኸውን እዩ። ኤርምያስ 51:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ንባቢሎን ድማ ኵምራ ኣእማንን+ሰፈር ወኻሩን*+መሰክሕን መፋጸይንብዘይ ነባርን ክገብራ እየ።+ ራእይ 18:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ብብርቱዕ ድምጺ ኸኣ፡ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ “እታ ዓባይ ባቢሎን ወዲቓ፡ ወዲቓ!+ ማሕደር ኣጋንንትን ሰፈር ኵሎም ርኹሳት መናፍስትን* ሰፈር ርኹስን ጽሉእን ዘበለ ዅሉ ዑፍን ኰይና!+
2 ብብርቱዕ ድምጺ ኸኣ፡ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ “እታ ዓባይ ባቢሎን ወዲቓ፡ ወዲቓ!+ ማሕደር ኣጋንንትን ሰፈር ኵሎም ርኹሳት መናፍስትን* ሰፈር ርኹስን ጽሉእን ዘበለ ዅሉ ዑፍን ኰይና!+