ኤርምያስ 50:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ስለዚ፡ ኣጕባዛ ኣብ ኣደባባያታ ኺወድቁ፡+ኵሎም ተዋጋእታ ድማ በታ መዓልቲ እቲኣ ኺጠፍኡ* እዮም” ይብል የሆዋ። ኤርምያስ 51:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ቀስተኛ ቐስቱ ኣይገትር።* ሓደ እኳ ድርዒ ተኸዲኑ ኣይተንስእ። ንኣጕባዛ ኣይትራሕርሑሎም።+ ኵሉ ሰራዊታ ኣጥፍኡ። 4 ኣብ ምድሪ ከለዳውያን ከኣ ቅቱላት፡ኣብ ጐደናታታ እውን ውጉኣት ኪወድቁ እዮም።+
3 ቀስተኛ ቐስቱ ኣይገትር።* ሓደ እኳ ድርዒ ተኸዲኑ ኣይተንስእ። ንኣጕባዛ ኣይትራሕርሑሎም።+ ኵሉ ሰራዊታ ኣጥፍኡ። 4 ኣብ ምድሪ ከለዳውያን ከኣ ቅቱላት፡ኣብ ጐደናታታ እውን ውጉኣት ኪወድቁ እዮም።+