ኢሳይያስ 47:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 47 ኣቲ ድንግል ጓል ባቢሎን፡ውረዲ፡ ኣብ ሓመድ ከኣ ተቐመጢ።+ ኣቲ ጓል ከለዳውያን፡ዝፋን ኣብ ዘይብሉ ምድሪ ተቐመጢ።+ ደጊምሲ ተነቃፊትን ሕንቅቕትን ኢሎም ኣይኪጽውዑኽን እዮም።
47 ኣቲ ድንግል ጓል ባቢሎን፡ውረዲ፡ ኣብ ሓመድ ከኣ ተቐመጢ።+ ኣቲ ጓል ከለዳውያን፡ዝፋን ኣብ ዘይብሉ ምድሪ ተቐመጢ።+ ደጊምሲ ተነቃፊትን ሕንቅቕትን ኢሎም ኣይኪጽውዑኽን እዮም።