ኤርምያስ 25:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ ነታ ጽዋእ ካብ ኢድ የሆዋ ወሲደ፡ ንዅሎም እቶም የሆዋ ናባታቶም ዝለኣኸኒ ኣህዛብ ኣስተኽዎም፣+ ኤርምያስ 25:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ንዴዳንን+ ንቴማን ንቡዝን ንዅሎም እቶም ጸጕሪ ጕንዲ እዝኖም ዚቘርጹን፡+