ሚክያስ 1:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ብሰሪ እዚ ዋይዋይ ክብልን ከእውን እየ፣+ጥራይ እግረይን ጥራየይን ክኸይድ እየ።+ ዋይዋይታይ ከም ናይ ወኻሩ፡*ሓዘነይ ድማ ከም ናይ ሰገናት ኪኸውን እዩ። 9 ከመይሲ፡ ቍስላ ኺሓዊ ዘይክእል እዩ፣+ክሳብ ይሁዳ መጺኡ ኣሎ።+ መዓት ናብ ኣፍ ደገ ህዝበይ ናብ የሩሳሌም ኣስፋሕፊሑ ኣሎ።+
8 ብሰሪ እዚ ዋይዋይ ክብልን ከእውን እየ፣+ጥራይ እግረይን ጥራየይን ክኸይድ እየ።+ ዋይዋይታይ ከም ናይ ወኻሩ፡*ሓዘነይ ድማ ከም ናይ ሰገናት ኪኸውን እዩ። 9 ከመይሲ፡ ቍስላ ኺሓዊ ዘይክእል እዩ፣+ክሳብ ይሁዳ መጺኡ ኣሎ።+ መዓት ናብ ኣፍ ደገ ህዝበይ ናብ የሩሳሌም ኣስፋሕፊሑ ኣሎ።+