1 ቈረንቶስ 15:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ከም ካልኦት ሰባት* ኣብ ኤፌሶን ምስ ኣራዊት እንተ ገጠምኩ፡+ እንታይ ይጠቕመኒ፧ ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖምሲ፡ “ጽባሕ ክንመውት ኢና እሞ፡ ንብላዕን ንስተን።”+
32 ከም ካልኦት ሰባት* ኣብ ኤፌሶን ምስ ኣራዊት እንተ ገጠምኩ፡+ እንታይ ይጠቕመኒ፧ ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖምሲ፡ “ጽባሕ ክንመውት ኢና እሞ፡ ንብላዕን ንስተን።”+