ዘዳግም 32:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኵሉ መገድታቱ ፍትሒ እዩ እሞ፡+እቲ ኸውሒ፡ ተግባሩ ፍጹም እዩ።+ ከቶ ዘይዕምጽ+ ኣምላኽ ተኣማንነት፡+ጻድቕን ቅኑዕን እዩ ንሱ።+ ዘዳግም 32:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 (ከውሖምሲ ኸም ከውሕና ኣይኰነን፡+ጸላእትና እኳ ነዚ ተረዲኦምዎ።)+