2 ጢሞቴዎስ 2:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እዚ ዀይኑ ግና፡ እቲ፡ “የሆዋ* ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ፡”+ ከምኡ ድማ “ስም የሆዋ* ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ፡+ ካብ ዓመጻ ይርሓቕ” ዚብል ማሕተም ዘለዎ ጽኑዕ መሰረት ኣምላኽ ቈይሙ ኣሎ።
19 እዚ ዀይኑ ግና፡ እቲ፡ “የሆዋ* ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ፡”+ ከምኡ ድማ “ስም የሆዋ* ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ፡+ ካብ ዓመጻ ይርሓቕ” ዚብል ማሕተም ዘለዎ ጽኑዕ መሰረት ኣምላኽ ቈይሙ ኣሎ።