ኢሳይያስ 28:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ፍትሒ፡ ገመድ መለክዒ፡+ጽድቂ ኸኣ፡ መዐቀኒ ጽፍሒ* ኽገብር እየ።+ በረድ ንመዕቈቢ ሓሶት ኪዅስትሮ፡ማያት ድማ ነቲ መሕብኢ ኺድምስሶ እዩ።