ኢሳይያስ 51:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እዚ ኽልተ ነገር ወሪዱኪ ኣሎ። መን እሞ ኺድንግጸልኪ እዩ፧ ጥፍኣትን ዕንወትን፡ ጥሜትን ሰይፍን!+ መን እሞ ኼጸናንዓኪ እዩ፧+ ድጕዓ 1:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ናብ በዓል ዚመጽእ የልቦን እሞ፡ መገድታት ጽዮን ይሓዝን ኣሎ።+ ኵሉ ኣፍ ደገታታ ባዲሙ ኣሎ፣+ ካህናታ እህህ ይብሉ ኣለዉ። ደናግላ* ጕህየን ኣለዋ፣ ንሳ እውን ኣብ መሪር ሓዘን ኣላ።
4 ናብ በዓል ዚመጽእ የልቦን እሞ፡ መገድታት ጽዮን ይሓዝን ኣሎ።+ ኵሉ ኣፍ ደገታታ ባዲሙ ኣሎ፣+ ካህናታ እህህ ይብሉ ኣለዉ። ደናግላ* ጕህየን ኣለዋ፣ ንሳ እውን ኣብ መሪር ሓዘን ኣላ።