ኢሳይያስ 6:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንሱ ኸኣ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ “ኪድ እሞ ነዚ ህዝቢ እዚ ኸምዚ በሎ፦ ‘ደጋጊምኩም ክትሰምዑ፡ግናኸ ኣይክትርድኡን ኢኹም፣ደጋጊምኩም እውን ክትርእዩ፡ግናኸ ኣይክትፈልጡን ኢኹም።’+
9 ንሱ ኸኣ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ “ኪድ እሞ ነዚ ህዝቢ እዚ ኸምዚ በሎ፦ ‘ደጋጊምኩም ክትሰምዑ፡ግናኸ ኣይክትርድኡን ኢኹም፣ደጋጊምኩም እውን ክትርእዩ፡ግናኸ ኣይክትፈልጡን ኢኹም።’+