ማቴዎስ 15:7-9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣቱም ግቡዛት፡ ኢሳይያስ ከምዚ ብምባል ብዛዕባኹም ጽቡቕ እዩ ተነብዩ፦+ 8 ‘እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ። 9 ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።’”+ ማርቆስ 7:6-8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንሱ ድማ፡ “ኣቱም ግቡዛት፡ ከምቲ ኣብ ጽሑፍ ዘሎ፡ ኢሳይያስ ብዛዕባኹም ጽቡቕ እዩ ተነብዩ፦ ‘እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ።+ 7 ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።’+ 8 ትእዛዝ ኣምላኽ ሓዲግኩም፡ ስርዓት ሰብ ትሕልዉ ኣለኹም” በሎም።+
7 ኣቱም ግቡዛት፡ ኢሳይያስ ከምዚ ብምባል ብዛዕባኹም ጽቡቕ እዩ ተነብዩ፦+ 8 ‘እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ። 9 ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።’”+
6 ንሱ ድማ፡ “ኣቱም ግቡዛት፡ ከምቲ ኣብ ጽሑፍ ዘሎ፡ ኢሳይያስ ብዛዕባኹም ጽቡቕ እዩ ተነብዩ፦ ‘እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ።+ 7 ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።’+ 8 ትእዛዝ ኣምላኽ ሓዲግኩም፡ ስርዓት ሰብ ትሕልዉ ኣለኹም” በሎም።+