ኢሳይያስ 32:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እቲ እተዓርደ ግምብስ ተጠንጢኑ እዩ፣እታ ጫውጫው እትብል ከተማ ተሓዲጋ እያ።+ ዖፌልን+ ግምቢ ዘብዐኛን ንሓዋሩ ዝባደመ ዀይኑ፡መደሰቲ ኣድጊ በረኻንመጓሰዪ መጓሰን ኰይኑ፡+15 ካብ ላዕሊ መንፈስ ክሳዕ ዚፈስሰና፡+እቲ በረኻ ድማ ግራት ፍረታት ክሳዕ ዚኸውን፡እቲ ግራት ፍረታት ከኣ ከም ዱር ጌርካ ኽሳዕ ዚቝጸር፡ ከምኡ ዀይኑ ኣሎ።+
14 እቲ እተዓርደ ግምብስ ተጠንጢኑ እዩ፣እታ ጫውጫው እትብል ከተማ ተሓዲጋ እያ።+ ዖፌልን+ ግምቢ ዘብዐኛን ንሓዋሩ ዝባደመ ዀይኑ፡መደሰቲ ኣድጊ በረኻንመጓሰዪ መጓሰን ኰይኑ፡+15 ካብ ላዕሊ መንፈስ ክሳዕ ዚፈስሰና፡+እቲ በረኻ ድማ ግራት ፍረታት ክሳዕ ዚኸውን፡እቲ ግራት ፍረታት ከኣ ከም ዱር ጌርካ ኽሳዕ ዚቝጸር፡ ከምኡ ዀይኑ ኣሎ።+